ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ማይ ጥምቀትን በለስን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ብሌክትሪካል ኣቅሑት ሶላር ምቅራብን ምዝርጋሕን ማለት ፓወር ሶላር ፓምፕ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓቲ ንምስራሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሓምለ 7, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሓምለ 7, 2017 4:30 ጥዋት
ቦታወረዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ45,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ500.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ብናይ ቤት ፅሕፈት ዳግም ህንፀት ትግራይ በጀት ናይ ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ፅገና ህንፃ ኦፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8BC ደቂቅ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትገራይ ዝርከቡን ብደረጃ 9 GC ንእሽተይ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ማሕበራት ዉልቀ ኣናሽተይን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሓምለ 7, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሓምለ 7, 2017 3:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ50,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019