ተዘግቷል
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡
መዝግያ ቀን ሓምለ 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሓምለ 30, 2017 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ20.000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን