ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 10, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 10, 2018 8:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንዝተረፉ ኩሎም ዓይነት ንብረታት 300 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 5, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 6, 2018 9:00 ጥዋት
ቦታሽረ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 5, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 5, 2018 8:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን 10000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ 10000 ቅርሺ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን 3000 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

Midre Geez Microfinance Institution S.c seeks a consultancy service for Core Banking System & Data Center Infrastructure Implementation Project

መዝግያ ቀን Thursday 06th, November 2025 6:00 pm (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትNot stated
ቦታMekelle
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ500.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019