ተዘግቷል
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም ፥ ናይ ዓበይቲ ምግቢ ፥ ናይ ህፃናት ምግቢ ፥ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት ዓቅሚ መዕብይ ፥ ናይ ፅሬት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 2, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 2, 2018 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን