ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፕሮጀክት ልምዓት ምንካያ ፅዕንቶ ስደተኛታታት ማለት ዉን DRIP2 ብዝተረከበ በጀት ኣብቲ ወረዳ ብዝርካብ ካብ ገጠር ዝባን ገደና ከላዉሎ ዘሳግር ድልድል ንምስራሕ ዝተትትሓዝ ትልሚ መሰረት ዝባን ገዳና ናብ ቁሸት ከላዉሎ ዝሰገር ድልድል ስራሕ ንምስራሕ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 10, 2018 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈትን ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ኣብ 2018 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ መደጎ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ፎርድ ምስ ደጋፊ መንደቅን ምሩፅ ሐመድን ምልባስን ምድግዳግን ስራሕ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪታት ተጠቂሞም ናይ ፎርድ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን RC ወይድማ ጀነራል ኮንስትራክሽን GC ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ብዘለዎም ትካላት ንግዲ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 14, 2018 8:30 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 14, 2018 8:35 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ70,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019