ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ወረዳ ሑመራ ንግልጋሎት መሕረዲ ዝውዕል ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 15, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 15, 2009 6:00 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ120,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ምሩፅ ሓመድ ናይ መሰቦ ካብ ናይ መሰቦ ካሪ ሳይት ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ /ሲኖትራክ/ ብምፅዓን ኣብ ናይ ክፍለ ከተማና ዝተፈላለዩ ቦታታት መንገዲ ጋርጋንት ዘድለዩም መንገድታት ብምጉዕዓዝን ንምርገፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 1, 2009 6:00 ከሰአት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 7, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 7, 2009 6:00 ከሰአት
ቦታመቐለ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ20.00
የተለቀቀበት ቀን

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

መዝግያ ቀን ሕዳር 6, 2009 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 6, 2009 6:00 ከሰአት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.69 (-0.17)162.30 (-0.17)
179.01 (-1.01)180.80 (-1.02)
24 (0)24.25 (-0.02)
9.67 (-0.08)9.77 (-0.08)
1.01 (-0.01)1.02 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2019
s