Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣብ ቀዳማይ ግልፂ ጨረታ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ከይተገዝኡ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት 2ይ ንምጭራትን ከምኡ ድማ ካለኦት ተወሰክቲ ዕድጊታት ንምፍፃምን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጪ ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መኖ ዘርእን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግ ይደሊ
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 25, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 25, 2010 6:00 ከሰአት
ቦታጉሎመከዳ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን