Closed
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳሒ አቁሑት :ኤለክትሪክ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ብቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ አማልእኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም
መዝግያ ቀን ጥሪ 30, 2010 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 30, 2010 4:10 ጥዋት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ30.00
የተለቀቀበት ቀን