Closed
ትራንስ ኢትዩጵያ ሓ.ዝ.ዉ.ማ ናብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ 10 ሜትር ኩብ ዝትሽከም ማይ ቦቴ መኪና ኣጫሪቱ ንምክራይ ስለዝደሊ በቲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ፍቃድ ዘለኩም ተጫረትቲ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቋሒታት ተማልኡ ናይ ማይ ቦቴ መኪና መካረይቲ ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 20, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 20, 2011 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን