ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ቦታ ወረዳ