ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን፣ ኣቁሑት ኤሌትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሕትመት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ ካብ 1/13/2011ዓ/ም ክሳብ 15/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

መዝግያ ቀን መስከረም 15, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመስከረም 15, 2012 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት ፅሬት፣መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ፣ ሰፋይት ክዳን መኪና፣ ጀነሬተር ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ሕትመት፣መድሓኒት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

መዝግያ ቀን መስከረም 12, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመስከረም 12, 2012 5:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

ሲ/አይ/ኤስ/ፒ ( CISP) ኢትዩጽያ በዲል /DEAL/ አቢሉ ንቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዉቅሮ በኮንስትራክሽ ዘፈር ንናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ማቴሪያላት ከምእዉን ንፖሊ ቴክኒክን መቐለ ናይ ኮንስትትራክሽን መሰልጠኒ ማሽን ንምሃብ ተሊሙ አሎ ሰለዙይ እቲ ዝተጠቀሰ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ከቅርብ ይፅዉዕ

መዝግያ ቀን መስከረም 7, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመስከረም 7, 2012 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s