ተዘግቷል
ትካልና ፍረ- ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከብ ኣብ 5,300 ሜ.ካ ዝዓረፈ ነቲ ፋብሪካ ዝምግብ ተፈጥራዊ ዝፃረ ማይ ብጣዕሚ ተመራፅን ንጥዕና ዝስማዕማዕን ፍልፍል ማይ ዘለዎ መፃረዪ ፋብሪካ ማይ ናይስ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
መዝግያ ቀን ጉንበት 11, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 11, 2018 3:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ100,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
የተለቀቀበት ቀን