ተዘግቷል
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
መዝግያ ቀን መጋቢት 10, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 10, 2012 3:30 ጥዋት
ቦታጉሎመከዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ120,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን