1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ ዘመኑ ዘሐደሰ ፍቃድ ቲን ናምበር ክቀርብ ዝኽእል
2 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ
3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
4 ካብ ጥቅምቲ ወርሒ ኣትሒዙ ቫት ዲክለር መረዳእታ ክቅርብ ዝኽእል
5 መኽበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብር 3000.00 ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 2000.00 ንፅሬት ኣቁሑት ብር 500.00 ንቀዋሚ ንብረት ብር 2000.00 ብCPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
6 ናይቲ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30 ንኤሌክትሮኒክስ ኣቕሓ ንፅሐፈት መሳርሒ ንቀዋሚ ንብረት እንትኸዉን ከምኡ ዉን ንፅሬት ኣቕሑት ብር 20 ብምኽፋል ካብ ዕለት 28/3 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ደቡባዊ ዞባ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይኸአል
7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 12/04/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ አብ ደቡባዊ ዞባ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ይኽፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ ተረኸኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 45 መዓልቲ ይኸዉን
11 ትራንስፖርት ባዕሉ ኣብ ደቡባዊ ዞባ ፍትሒ ቤት ፅሕፈትና ከምፅእ ዝኽእል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770215
ድሕሪት