ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ሕትመትን ዝተፈላለዩ ታፔላታት ስራሕቲ ነስርሕ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ተወዳደርቲ በቲ ዝወፀ ዝርዝር መሰረት ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መቕረባይነት

3ሰርትፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

5 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ