1 ናይ 2011/12 ንግዲ ፈቃድ ዝተሓደሰ
2 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለሬሽን መረዳአታ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት
4 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር
5 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጠረ ገንዘ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዙ
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይክእሉ
7 ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 05/03/2012ሰዓት 3፡30 ምቅራብ ትክእሉ
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 94 98
ድሕሪት