https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9090
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ 2011/12 ንግዲ ፈቃድ ዝተሓደሰ

2 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለሬሽን መረዳአታ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት

4 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

5 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጠረ ገንዘ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዙ

6  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይክእሉ

7 ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 05/03/2012ሰዓት 3፡30 ምቅራብ ትክእሉ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 94 98