1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 21/1/2012 ክሳብ 23/1/2012 ክዉሰድ ይክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/1/2012 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
5 ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714
ድሕሪት