ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኤዝ ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈት :ኤሌክትሮኒክስ : ንሆቴል ማናጅመንት ካልኦት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።