ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝኸልኩምን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ንነበሲወከፍ ሎት ዝተመዝገበ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም፤ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝኾንኩምን ናይዚ ወርሒ ሒሰብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤
2 ሰነድ ጨረታ ካብ 04/03/2011ዓ/ም -19/03/2011 ዓ/ም ዘይምለስ ንነብሲወከፍ ሰነድ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣገልግሎት ዕደጋ እናመፃእኹም ምውሳድ ትኽእሉ
3 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ዝተዓሸገ 19/03/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይከኣል።
4 እቲ ጨረታ 19/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ዘለውሉ ብኣካል ዘየለው እውን ዝተማልአ ሰነድ ብምቅራብ ይከፈተለይ እንተይሎም ይኽፈት።
5 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብሲፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
ድሕሪት