2 ምልክታግለፂጨረታ
ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ Poldaw Wind Pump (3.5m rotor diameter )ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ :: በዚመሰረትተወዳደርቲክተማልእዎዝግባእረቆሓ::
1 ሕጋዊንግዲፍቓድዘለዎናይዚዘበንዚግብሪመንግስቲዝኸፈሉንግዲፈቓዶምዘሐደሱቲንቑፅሪ ሌብሬ ዘለዎምዝተመዝገቡምኻኖምመረዳእታዘቕርቡንናይወርሒለካቲት 2007 ዓ/ም (VAT) ናይ ዲክለርዝተገበሮመረዳእታኣብጨረታሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::
2 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድብስምማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ 3,000 .00 (ሰለስተሽሕ) ብስፒኦከትሕዙዝኽእሉንኦርጅናልንኮፒንናይ ጨረታዶክመንት ብሽምዒብዝተአሸገፖስታከቐርቡዝኽእሉ::
3 ተጫራታይናይጨረታዶክመንትካብዕለት 16/ 07 / 2007 ዓ/ምጀሚሩአብማአከልምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለቢሮቁፅሪ 04 ብምምፃእዘይምለስብር20 /ዕስራብር /ብምኽፋልዝተዳለወናይጨረታዶክመንትክሳብዕለት 30/ 07 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00 አብዘሎ እዋንኣብስራሕሰዓትነዚተባሂሉኣብዝተዳለወጨረታሳንዱቕምእታዉይኸኣል ::
4 አብዝቐረበናይጨረታዶክመንትአብሕድሕድሰነድፊርማንማህተምንናይቲትካልክህልዎ
አለዎ::
5 እቲጨረታዕለት 30 /07 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00 ተዓፅዩአብቲዕለትሰዓት 8:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወኪሎምአብዝተረኸበሉይኽፈት::
6 ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመኽበሪ 10 % ከትሕዝ አለዎ:: ብምትሐዝካብዝአትወሉዉዕሊእዋንጀሚሩኣብዉሽጢ 5መዓልቲንብረትአታዊይገብር::
7 ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ ዝገዝኦ ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ሽግር አለዎ ኢሉ ማእኸልና እንተአሚነሉ ዉዕሊ ምቁራፅ ይኽእል ::
8 ተጫራታይግልፂአብዘይኾነሎምነጥብታትመብርሂወይመመሓየሺ ሕቶከቕርቡዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉእዋንቕድሚምብፅሑይኸዉን ::
9 እቲቢሮዝሐሸመማረፂእንተረኺቡ ብኽፋልይኹንብሙሉእነቲጨረታናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
ንተወሳኪሓበሬታስልኪ .ቑ 034-- 440 23 -85 / 034 - 440 -30 -22 ምሕታትይከኣል ::
ድሕሪት