ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ Poldaw Wind Pump (3.5m rotor diameter )ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ::

 

2 ምልክታግለፂጨረታ

ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ Poldaw Wind Pump (3.5m rotor diameter )ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ :: በዚመሰረትተወዳደርቲክተማልእዎዝግባእረቆሓ::

1   ሕጋዊንግዲፍቓድዘለዎናይዚዘበንዚግብሪመንግስቲዝኸፈሉንግዲፈቓዶምዘሐደሱቲንቑፅሪ ሌብሬ ዘለዎምዝተመዝገቡምኻኖምመረዳእታዘቕርቡንናይወርሒለካቲት 2007 ዓ/ም (VAT) ናይ ዲክለርዝተገበሮመረዳእታኣብጨረታሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::

2  ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድብስምማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ  3,000 .00  (ሰለስተሽሕ) ብስፒኦከትሕዙዝኽእሉንኦርጅናልንኮፒንናይ ጨረታዶክመንት ብሽምዒብዝተአሸገፖስታከቐርቡዝኽእሉ::

3   ተጫራታይናይጨረታዶክመንትካብዕለት 16/ 07 / 2007 ዓ/ምጀሚሩአብማአከልምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለቢሮቁፅሪ 04 ብምምፃእዘይምለስብር20 /ዕስራብር /ብምኽፋልዝተዳለወናይጨረታዶክመንትክሳብዕለት 30/ 07 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00  አብዘሎ እዋንኣብስራሕሰዓትነዚተባሂሉኣብዝተዳለወጨረታሳንዱቕምእታዉይኸኣል  ::

4   አብዝቐረበናይጨረታዶክመንትአብሕድሕድሰነድፊርማንማህተምንናይቲትካልክህልዎ

አለዎ::

5   እቲጨረታዕለት  30 /07 /2007 ዓ/ምሰዓት  8:00  ተዓፅዩአብቲዕለትሰዓት 8:30   ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወኪሎምአብዝተረኸበሉይኽፈት::

6  ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመኽበሪ 10 % ከትሕዝ አለዎ::  ብምትሐዝካብዝአትወሉዉዕሊእዋንጀሚሩኣብዉሽጢ  5መዓልቲንብረትአታዊይገብር::

7  ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ ዝገዝኦ ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ሽግር አለዎ ኢሉ ማእኸልና እንተአሚነሉ ዉዕሊ ምቁራፅ ይኽእል ::

8  ተጫራታይግልፂአብዘይኾነሎምነጥብታትመብርሂወይመመሓየሺ ሕቶከቕርቡዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉእዋንቕድሚምብፅሑይኸዉን ::

9  እቲቢሮዝሐሸመማረፂእንተረኺቡ ብኽፋልይኹንብሙሉእነቲጨረታናይምስራዝ  መሰሉ ዝተሓለወ እዩ   ::

ንተወሳኪሓበሬታስልኪ .ቑ    034-- 440 23 -85  /  034 - 440 -30  -22  ምሕታትይከኣል ::

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ