ምልክታጨረታ
ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::
ነዚዝስዕብረቆሓታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::
1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉንዝተሓደሰንግዲፍቃድንናይመቅረባይመፍለይቁፅሪ /Tin number/, VAT ተመዝጋቢዝኾነ VAT ድክሌርዝገበረሉመረዳእታናይመቅረባይነት ምስክርወረቐትዝኾነመረጋገፂዘቕርብ::
2 በዚመሰረትዝተዳለወዝርዝርኣቁሕትካብኤጀንስንክፍሊዕዳጋቢሮቁፅሪ 110 ካብዕለት 03/07 /07 ዓ/ም ጀሚሩ 20.00 ቅርሺብምክፋልምዉሳድይካአል::
3 ናይጨረታመክበሪሲፒኦ /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ከትሕዝዝኽእል ትክእል::
4 እቲጨረታዕለት 03 /03 /07 ተጀሚሩዕለት 23/03/07 ሰዓት 9:00 ናይድሕሪሰዓት ይዕፀዉ::
5 ጨረታዕለት23/03/07 ዓ/ምሰዓት 9:30 አብቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊ ወኪላትአብዘለዉዎአብቢሮቁፅሪ 109 ይኽፈት::
6 ነቲአቅሑትአብዉሽጢ10መዓልቲዘረክብ::
7 ቢሮናዝሐሸመማረሒእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
8 ኣድራሻናከበቢጥዕናጣብያመቐለፊትንፊት ፎቶደሰታዝርከብህንፃአብርሃም ደስታ ቀደማይደብሪ ::
9 ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344400177 ደዊልክመብርሂምሕታትይከኣል::
10 ናይጨረታመዕፀዉንመኽፈትንበዓልእንትዊሉአብዝቅፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን ::
ምስሰላምታ
ድሕሪት