https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/400
ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ምልክታጨረታ

ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ  ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ  መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::
 

ነዚዝስዕብረቆሓታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::
 

1  ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉንዝተሓደሰንግዲፍቃድንናይመቅረባይመፍለይቁፅሪ /Tin number/,  VAT  ተመዝጋቢዝኾነ   VAT ድክሌርዝገበረሉመረዳእታናይመቅረባይነት ምስክርወረቐትዝኾነመረጋገፂዘቕርብ::

2  በዚመሰረትዝተዳለወዝርዝርኣቁሕትካብኤጀንስንክፍሊዕዳጋቢሮቁፅሪ  110 ካብዕለት 03/07 /07 ዓ/ም ጀሚሩ 20.00 ቅርሺብምክፋልምዉሳድይካአል::

3  ናይጨረታመክበሪሲፒኦ  /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ከትሕዝዝኽእል ትክእል::
4  እቲጨረታዕለት 03 /03 /07 ተጀሚሩዕለት 23/03/07 ሰዓት 9:00  ናይድሕሪሰዓት ይዕፀዉ::

5  ጨረታዕለት23/03/07 ዓ/ምሰዓት 9:30 አብቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊ ወኪላትአብዘለዉዎአብቢሮቁፅሪ 109 ይኽፈት::

6  ነቲአቅሑትአብዉሽጢ10መዓልቲዘረክብ::

7  ቢሮናዝሐሸመማረሒእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

8  ኣድራሻናከበቢጥዕናጣብያመቐለፊትንፊት ፎቶደሰታዝርከብህንፃአብርሃም ደስታ ቀደማይደብሪ ::

9  ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344400177  ደዊልክመብርሂምሕታትይከኣል::

10  ናይጨረታመዕፀዉንመኽፈትንበዓልእንትዊሉአብዝቅፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን ::

ምስሰላምታ

ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራይ