1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ: መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል: ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ዘቅርብ ተወሳኪ : እሴት ታክስ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል
3 እቲ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕመዓልቲ ዘሸነፎም ንብረት ከረክብ ዝክእል
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ትራስፎርመር 20000 ቅርሺ ብባንኪብዝተረጋገፀ ስፒኦ : ንፕላን 20000 ብምትሓዝ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል ንኬብላት 100000 ቅርሺ ብባንኪብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ጨረታ ሰነድ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25/2/2017 ዓም ክሰብ 10/3/2017 ኮይኑ 10/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ካብ 25/2/2017 ዓም ክሰብ 10/3/2017 ምዉሳድ ይከኣል
7 ካብ ዕለት 10/3/2017 ክሳብ ሰዓት 3:00 ብምምፃእ ነንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይክኣል
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ እ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914119551 / 0914200772 / 0930629035
ድሕሪት