https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15781
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ UNDP ብዝተረከበ መደበኛ በጀት ንማንፈካቸሪን ከተማ ጨርጨር መብራህቲን መስፋሕፍሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ከም ትራስፎርመርታን :ንፕላን: ኬብላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ትራስፎርመር 20000 ቅርሺ : ፕላትን 20000 :ንኬብላት 100000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ:  መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል: ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ዘቅርብ ተወሳኪ : እሴት ታክስ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 እቲ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕመዓልቲ ዘሸነፎም ንብረት ከረክብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ትራስፎርመር 20000 ቅርሺ ብባንኪብዝተረጋገፀ ስፒኦ : ንፕላን 20000 ብምትሓዝ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል ንኬብላት 100000 ቅርሺ ብባንኪብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ሰነድ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25/2/2017 ዓም ክሰብ 10/3/2017 ኮይኑ 10/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ካብ  25/2/2017 ዓም ክሰብ 10/3/2017 ምዉሳድ ይከኣል

7 ካብ ዕለት 10/3/2017 ክሳብ ሰዓት 3:00 ብምምፃእ ነንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይክኣል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ እ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ    0914119551 /  0914200772 / 0930629035