ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልኸታ ፕሮፎርማ /ቁ-13/ 

ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም


ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቁፅሪዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ Specfcation/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋ- መብርሂ
1National Tuberculosis Leprosy & program M & E መሰልጠኒ ማንዋል❖ A4 ሳይዝ
❖ ውሽጢ ገፅ 139
❖ 80 ግራም
❖ ሕትመት--Black & white
❖ ባይንዲንግ----
ብትረንስፓረንት ሃርድ ኮፒን ብሻራ ፕላስተር ይተሓሓዝ
ጥራዝ30

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/12/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ዕለት 06/11/2016 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ