ዕለት 01/12/2016ዓ/ም
ምልክታ ጨረታ
ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ካብቶም ምድላዋት ሓደ ነቲ በዓል ዘድሊ መድረኽ (Stage ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ክታቕርቡ እትኽእሉ ተወዳደርቲ ምፅውዕ ይምልከት::
ስራሕቲ
✓
ተ.ቁ | ዓይነት ስራሕቲ | ዓይነት ዝርዝር | ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|
1 | መድረኸ (Stage) | ✓ ንጎኒ 12 ሜትሮ ንድሕሪት 10 ሜትሮ ቁመት ካብ መሬት 1.8 ሜትሮን (ምንፃፍ ዘለዎ) ✓ ዘመናዊ ፖድየም ምስ መበረኺኡ ዘለዎ ✓ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ዝቕመጥ ንሚድያ ኣካላት መበረኺ ዘማልእ | ||
2 | ናይ መድረኽ ትረስ (Stage Trus) | ✓ ቁመት ካብ መሬት 6 ሜትሮ ንጎኒ 12 ሜትሮ ፣ ንድሕሪት 10 ሜትሮ (ፅላል ዘለዎ) ✓ ጠንካራን ዓበይቲ መብራህትታት ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ✓ ናይ ባነር መስቀሊ ወይም መወጠሪ (Back Drop) ዘለዎ | ||
3 | ናይ መድረኽ | ✓ ተንቀሳቃሲ በዓል ሕብሪ (Moving Head - Beam 230 በዝሒ 8) ✓ መዓጀቢ ፓር ላይት ( Led Decor Light በዝሒ 8) ✓ መዐጀቢ ኣርቴፊሻል ዕምቡረ( Fog ) በዝሒ 2 ✓ ናይ መድረኽ ብርሃን ባውዛ (ናይ መድረኽ ብርሃን በዓል 1000 watt በዝሒ, 4) ✓ ናይ መብራህቲ ሚክሰር ዘለዎ | ||
4 | ሳውንድ ሲስተም | ✓ ሳውንድ ሲስተም ንናይ ደገ (Outdoor) ዝምጥን ልዕሊ 5000 ሰብ ዘተኣናግድ ✓ ዉፈር በዝሒ 2 ፣ ቲተር በዝሒ 4 ፣ ሞኒተር ዘማልአ በዝሒ 2 ✓ ተነፃፊ ሙሉእ ባንድን ካልኦት መሳርሕታትን ዘተኣናግድ ሚክሰር ✓በዓል ገመድ (በዝሒ 5) ገመድ ኣልባ (በዝሒ 5) ማይክሮፎን ✓ ካልኦት ክማልኡ ዝግብኦም ገመዳትን ሓጋዚ ኣቑሑትን | ||
5 | ዳስን ባሉንን | ✓ ናይ ኸብሪ ጋሻ መቐመጢ ዳስ ኦቫል ዳስ (Oval Tent ሜትሮ ብ8 ሜትሮ ስፍሓት - በዝሒ 1- ዘይኣረገን ዘይረስሐን) ✓ ናይ ዕዱማት መቐመጢ ዳስ (Oval Tent - 8 ሜትሮ ብ 8 ሜትሮ ስፍሓት - በዝሒ 3 - ዘይኣረገን ዘይረስሐን) ✓ ፒራሚድ ዳስ 3 ሜትሮ ብ4 ሜትሮ ስፍሓት በዝሒ 10 ዘይኣረገን ዘይረስሐን ✓ ባሉን (ፍርቂ ክቢ - በዝሒ 1) | ||
6 | ጀነሬተር | ✓ 100KW ✓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝጥቀም ✓ ናይ ባዕሉ ቴክኒሺያን ዘለዎ ✓ በዝሒ 1 |
መዘኻኸሪ
✓ ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ
✓ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን ናይ 2016ዓ/ም ስነ ወርሒ ዲክለር ዝገበረ
✓ እቲ መድረኽ (Stage ) ንሰለስተ መዓልቲ ካብ 16/12/2016ዓ/ም ክሳብ 18/12/2016ዓ/ም ዝፀንሕ ምኳኑ
✓ ምልክታ ጨረታ ተለጢፍሉ ዝፀንሐእዋን ካብ 01/12/2016ዓ/ም ክሳብ 03/12/2016 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ
✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ
✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ምክሪ ቻምበር ነጋዶ ከተማ መቐለ
✓ ቤ/ፅ/ትና ዝሓሽ መማረፂ እንትረክብ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
✓ ንዝበነፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0914754442/0914261295/0914724969/0914747125 ምድዋል
ድሕሪት