ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ኢቨንት ምዝግጃው
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 01/12/2016ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ካብቶም ምድላዋት ሓደ ነቲ በዓል ዘድሊ መድረኽ (Stage ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ክታቕርቡ እትኽእሉ ተወዳደርቲ ምፅውዕ ይምልከት::

ስራሕቲ

ተ.ቁዓይነት ስራሕቲዓይነት ዝርዝርዋጋመብርሂ
1መድረኸ (Stage)✓ ንጎኒ 12 ሜትሮ ንድሕሪት 10 ሜትሮ ቁመት ካብ መሬት 1.8 ሜትሮን (ምንፃፍ ዘለዎ)
✓ ዘመናዊ ፖድየም ምስ መበረኺኡ ዘለዎ
✓ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ዝቕመጥ ንሚድያ ኣካላት መበረኺ ዘማልእ
2ናይ መድረኽ ትረስ (Stage Trus)✓ ቁመት ካብ መሬት 6 ሜትሮ ንጎኒ 12 ሜትሮ ፣ ንድሕሪት 10 ሜትሮ (ፅላል ዘለዎ)
✓ ጠንካራን ዓበይቲ መብራህትታት ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ
✓ ናይ ባነር መስቀሊ ወይም መወጠሪ (Back Drop) ዘለዎ
3ናይ መድረኽ✓ ተንቀሳቃሲ በዓል ሕብሪ (Moving Head - Beam 230 በዝሒ 8)
✓ መዓጀቢ ፓር ላይት ( Led Decor Light በዝሒ 8)
✓ መዐጀቢ ኣርቴፊሻል ዕምቡረ( Fog ) በዝሒ 2
✓ ናይ መድረኽ ብርሃን ባውዛ (ናይ መድረኽ ብርሃን በዓል 1000 watt በዝሒ, 4)
✓ ናይ መብራህቲ ሚክሰር ዘለዎ
4ሳውንድ ሲስተም✓ ሳውንድ ሲስተም ንናይ ደገ (Outdoor) ዝምጥን ልዕሊ 5000 ሰብ ዘተኣናግድ
✓ ዉፈር በዝሒ 2 ፣ ቲተር በዝሒ 4 ፣ ሞኒተር ዘማልአ በዝሒ 2
✓ ተነፃፊ ሙሉእ ባንድን ካልኦት መሳርሕታትን ዘተኣናግድ ሚክሰር
✓በዓል ገመድ (በዝሒ 5) ገመድ ኣልባ (በዝሒ 5) ማይክሮፎን
✓ ካልኦት ክማልኡ ዝግብኦም ገመዳትን ሓጋዚ ኣቑሑትን
5ዳስን ባሉንን✓ ናይ ኸብሪ ጋሻ መቐመጢ ዳስ ኦቫል ዳስ (Oval Tent ሜትሮ ብ8 ሜትሮ ስፍሓት - በዝሒ 1- ዘይኣረገን ዘይረስሐን)
✓ ናይ ዕዱማት መቐመጢ ዳስ (Oval Tent - 8 ሜትሮ ብ 8 ሜትሮ ስፍሓት - በዝሒ 3 - ዘይኣረገን ዘይረስሐን)
✓ ፒራሚድ ዳስ 3 ሜትሮ ብ4 ሜትሮ ስፍሓት በዝሒ 10 ዘይኣረገን ዘይረስሐን
✓ ባሉን (ፍርቂ ክቢ - በዝሒ 1)
6ጀነሬተር✓ 100KW
✓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝጥቀም
✓ ናይ ባዕሉ ቴክኒሺያን ዘለዎ
✓ በዝሒ 1

መዘኻኸሪ

✓ ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ

✓ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን ናይ 2016ዓ/ም ስነ ወርሒ ዲክለር ዝገበረ

✓ እቲ መድረኽ (Stage ) ንሰለስተ መዓልቲ ካብ 16/12/2016ዓ/ም ክሳብ 18/12/2016ዓ/ም ዝፀንሕ ምኳኑ

✓ ምልክታ ጨረታ ተለጢፍሉ ዝፀንሐእዋን ካብ 01/12/2016ዓ/ም ክሳብ 03/12/2016 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ

✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ

✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ምክሪ ቻምበር ነጋዶ ከተማ መቐለ

✓ ቤ/ፅ/ትና ዝሓሽ መማረፂ እንትረክብ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

✓ ንዝበነፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0914754442/0914261295/0914724969/0914747125 ምድዋል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s