ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 10:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:---
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 11:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1. ናይ ዘመነ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

Toyota double cap hilux model KUN25L
1Alternator assy27060-0L060pcs1
2shoe kit04495-ok070Set1
3link assy front stabilizer RH48820-ok030pcs1
4link assy front stabilizer LH48810-ok010pcs1
5front axel bearing90080-37030pcs2
6Head lamp assy RH81110-ok430pcs1
7Head lamp assy LH81150-ok430pcs1
8Lamp assy rear combination RH81550-ok160pcs1
9Lamp assy rear combination RL81560-ok170pcs1
10front shock absorber48510-09J20pcs2
11Rear shock absorber48531-ok170pcs2
12fun belt90916-T2006Set1
13Pad kit04465-ok020pcs1
14shoe kit04495-ok120pcs1
15stabilizer link48810-ok10 RHpcs1
16stabilizer link48820-ok03 LHpcs1
17fun belt90916-T2006pcs1
18siip joint43460-09V10pcs2
19Timing belt13568-39015pcs1

እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/05/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 16/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 17/05/2016 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ