ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒጥሪ 2016 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
6. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | መብሺዒ ወረቐት | ዓብዪ | ብቁፅሪ | 2 | ||
2 | መብሽዒ ወረቐት | ማእከላይ | ብቁፅሪ | |||
3 | ስቴፕለር | ብቁፅሪ | 5 | |||
4 | ፖስታ ዓብይ | ባኬት | 2 | |||
5 | ፖስታ ማእከላይ | ባኬት | 2 | |||
6 | ፎቶ ኮፒ ቀለም ካኖን | IRH33 series | ብቁፅሪ | 5 |
እንክተሎም መምርሒ:
6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
7. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ድሕሪት