https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13645
ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒጥሪ 2016 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

6. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1መብሺዒ ወረቐትዓብዪብቁፅሪ2
2መብሽዒ ወረቐትማእከላይብቁፅሪ
3ስቴፕለርብቁፅሪ5
4ፖስታ ዓብይባኬት2
5ፖስታ ማእከላይባኬት2
6ፎቶ ኮፒ ቀለም ካኖንIRH33 seriesብቁፅሪ5

እንክተሎም መምርሒ:

6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

7. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::