1 ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ምቅራብ ዝክእል
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ምስር ወረቀት ምቅራብ ዝክእል
4 ናይ ንግዲ ዝገባ ምስክር ወረቀት ምቅራብ ዝክእል
5 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለ ካብ እቶት ጉሙሩክ በዓል ስልጣን ኣብ ጨረታ ዝክሳተፍ ዝተወሃቦ ምስክር ወረቀት ክሊራንስ ከቅርብ አለዎ
6 ተወካሊ እንትኮይኑ ናይ ሕጋዊ ዉክልና መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
7 ተጨረቲ ንጨረታ መክበሪ ንናይ ፅሕፈት ኣቅሑ 10000 ንናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ 20000 ንፅሬት ኣቅሑ 1000 ብር ብጥር ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ምትሓዝ ዝክእል
8 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ዕለት 20/2/2013 ዓም ክሳብ 03/03/2013 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዘ ከብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ፋይናንስ ዘይምለስ ንመለዋወጢ ኣቅሑት 100 ንፅሕፈት መሳርሒ 50 ብር ንፅሬት ኣቅሑት 10 ብር ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
9 ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ሰነዶም ብዕለት 04/3/2013 ዓም ክሳብ 400 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ዓዲ ሓዉሲ ማእከላዊ ስታስቲክስ ኤጀንሲ መቀለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ/ቢሮ ዕድጊት ቁፅሪ 4 ዝተዳወ ሰንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ
10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከል ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ዓዲ ሓዉሲ ማእካለዊ ስታስቲክስ ኤጀንሲ መቐለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ/ቢሮ ዕድጊት ቁፅሪ 4 ጨረታ ኣብ ዝተዓፀወሉ ብዕለት 05/03/2013 ሰዓት 430 ይክፈት
11 ካሊእ መምርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይክእሉ እዩም
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091473000/ 0914007621 / 0963497600
በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ
ድሕሪት