https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13071
ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 5, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ምቅራብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ምስር ወረቀት ምቅራብ ዝክእል

4 ናይ ንግዲ ዝገባ ምስክር ወረቀት ምቅራብ ዝክእል

5 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለ ካብ እቶት ጉሙሩክ በዓል ስልጣን ኣብ ጨረታ ዝክሳተፍ ዝተወሃቦ ምስክር ወረቀት ክሊራንስ ከቅርብ አለዎ

6 ተወካሊ እንትኮይኑ ናይ ሕጋዊ ዉክልና መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጨረቲ ንጨረታ መክበሪ ንናይ ፅሕፈት ኣቅሑ 10000 ንናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ 20000 ንፅሬት ኣቅሑ 1000 ብር ብጥር ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ምትሓዝ ዝክእል

8 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ዕለት 20/2/2013 ዓም ክሳብ 03/03/2013 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዘ ከብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ፋይናንስ ዘይምለስ ንመለዋወጢ ኣቅሑት 100 ንፅሕፈት መሳርሒ 50 ብር ንፅሬት ኣቅሑት 10 ብር ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

9 ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ሰነዶም ብዕለት 04/3/2013 ዓም ክሳብ 400 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ዓዲ ሓዉሲ ማእከላዊ ስታስቲክስ ኤጀንሲ መቀለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ  ህንፃ ማ/ወ/ኮ/ቢሮ ዕድጊት ቁፅሪ 4 ዝተዳወ ሰንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከል ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ዓዲ ሓዉሲ ማእካለዊ ስታስቲክስ ኤጀንሲ መቐለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ/ቢሮ ዕድጊት ቁፅሪ 4 ጨረታ ኣብ ዝተዓፀወሉ ብዕለት 05/03/2013 ሰዓት 430 ይክፈት

11 ካሊእ መምርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091473000/ 0914007621  / 0963497600

በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ