1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ኣብ 2013ዓ/ም ዘሐደስኩም
2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ፌርማን ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኮይኖም ዋና ምስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን ዘሐደስኩምን
5 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም
6 ንጨረታ መኸበሪ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺ ፣ ናይ መኪና ጎማ 4000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ንሓደ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ብምግዛእ ምዉሳድ ይክእሉ
8 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን
9 ሰዓራይ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል
10 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 41 46 59 81