https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12790
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንወረዳ ጣንቋ ምላሽ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ናይ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ኣብ 2013ዓ/ም ዘሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ፌርማን ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኮይኖም ዋና ምስ ሓደ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

5 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም

6 ንጨረታ መኸበሪ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺ  ፣ ናይ መኪና ጎማ 4000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ንሓደ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ብምግዛእ ምዉሳድ ይክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት  4፡00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

9 ሰዓራይ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል

10 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 41 46 59 81