መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 መሳርሒ ሕትመት 5መሳርሒ ኣቅሑ ፅሬት 6 ደንቢ ክዳን 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቡንባ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ 2012/13 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን መቅረባይነት ምስክር ካርዲ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል

4 ፍቃድ ንግዲ ዋናን ሓደ ቅዳሕን በበይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ ኣለዎም

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ተጨረታይ ምስታፍ ኣይካኣልን

6 ንነፍሰ ወከፍ ሰነድ ዘይምለስ 30ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ነፍሰ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ሽም ኣድራሻ ፌርማን ማህተምን ክህለዎ ይግባእ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዐሉ መዓልቲ 46 መዓልትታት እዩ

8 መኸበሪ ጨረታ ነፍሰ ወከፍ 2,000.00 ብር

9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 18/01/2013 ክሳብ ዕለት 02/02/2013 ዝፀንሕ ኮይኑ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 27 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ዕለት03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 32 05 07 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ