ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ግቡእ ዘማላእኩምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲዝኮንኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 30 ጥሪ 2008 ዓም ክሳብ 14 ለካቲት 2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
ናይ ጨረታ ዕለት 14 ለካቲት 2008 ዓም እንትኮን 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470092 /0914783798
ድሕሪት