https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1220
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንግልጋሎተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኤችዲፒኢ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ዝመሳሰሉ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ግቡእ ዘማላእኩምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲዝኮንኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 30 ጥሪ 2008 ዓም ክሳብ 14 ለካቲት 2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ናይ ጨረታ ዕለት 14 ለካቲት 2008 ዓም እንትኮን 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470092 /0914783798