ሎት ቁፅሪ | ዝርዝር | መብርሂ |
1 | ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዘጋዕዛ መኪና ክራይ | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
2 | መሳርሒ ፅሕፈት | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
3 | ጥቅማ ጥቅሚ ሰራሕተኛታት | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
4 | ቶታል ስቴሽን | ን2ይ ግዘ ዝወፀ |
5 | ወርክሾፕ ማተሪያል | |
6 | ዓመታዊ ምርመራ ተሽከርከርቲ /ካለዋዉዶ/ | |
| | |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት
- ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
- ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
- ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 106 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
- ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንስሚንቶ መጋዓዓዚ 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንመሳርሒ ፅሕፈት 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ናይ ሰራሕተኛታት ጥቅማጥቅሚ 25,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንቶታል ስቴሽን 40,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
- ንወርክሾፕ ማተሪያል 30,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንካላዉዶ መዉፅኢ 4,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
- ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
- ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 17 ጥሪ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
- ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 416548 ምድዋል ይከኣል::
ድሕሪት