https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1114
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሎት ቁፅሪ

      ዝርዝር

መብርሂ

1

ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዘጋዕዛ መኪና ክራይ

ን2ይ ግዘ ዝወፀ

2

 መሳርሒ ፅሕፈት

ን2ይ ግዘ ዝወፀ

3

 ጥቅማ ጥቅሚ ሰራሕተኛታት

ን2ይ ግዘ ዝወፀ

4

ቶታል ስቴሽን

ን2ይ ግዘ ዝወፀ

5

ወርክሾፕ ማተሪያል

 

6

ዓመታዊ ምርመራ ተሽከርከርቲ /ካለዋዉዶ/

 
   

 

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1.  ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
  2.  ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን  ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3.  ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 106 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4.  ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንስሚንቶ መጋዓዓዚ 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንመሳርሒ ፅሕፈት 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ናይ ሰራሕተኛታት ጥቅማጥቅሚ 25,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንቶታል ስቴሽን 40,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  5. ንወርክሾፕ ማተሪያል 30,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንካላዉዶ መዉፅኢ  4,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
  6.  ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
  8.  ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 17 ጥሪ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  9.  ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 416548 ምድዋል ይከኣል::