ተዓፅዩ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ( MKF Project) ንዝለዎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ሰለዝደሊ ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ደረጃ BC 4ተ ወይ GC 4ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሓፍቲ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን መካይንን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019