ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ መኽዘን ዝርከብ ንብረት ዝርኸብ ማለት እዉን ኣብ ሓመድ ላብራቶሪ ካባቢ ዝርከብ ናይ ሓመድ መመርመሪ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ምድብ 1 ኣብ ዎርክ ሾፕ ከባቢ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስተ ኣቅሑት ምድብ 2 ኣብ ናይ ቢሮ ጋራዥ ከባቢ መክዝን ጉና ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ሰርቪንግ መሳርሒ ንብረት ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይንን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሳልቫጅ ኣቅሑትን፣ ምድብ 3ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ