ተዓፅዩ
ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ስእሊ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑ፣ ናይ በርን ሞስኮትን ምስትዋት፣ ናይ ሶፋን መጋረጃን ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ