ተዓፅዩ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮ ፋይናንስ ማርታ ብኣልሚኒየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣለምኒየም ብረታ ብረትን ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ