Closed
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ PVC Casing 6" × 3m Blind በዝሒ ብቁፅሪ 5,271ን PVC Casing 6" × 3m Screen በዝሒ ብቁፅሪ 2,803ን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ