Closed
ትካልና ማሕበር ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ኮምፒዩተር ፎቶ ኮፒ፣ ፕሪንተር፣ ስካነር፣ ወንበርን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ብዝሕ ዝበለ ጣውላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ