ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዉቕሮ ጣብያ ሓየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዝዋዞ ኣብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ዘገለገሉ ኤጋ ሽት፣ RHS ኬንች፣ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ፣ ማዕፆ ላሜራ፣ መስኮት ፍሬም፣ ኮለን ዝወደቀ አብ ዉሽጡ ዘሎ ቴንድኖ ብአካል ሪኡ ሰይሩ(አላቂቁ) ዋጋ ዘእቱ፡ ሃርድ ኮር እምን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ምልክታ ጨረታ ዝዉገዱ ንብረታት ኮርፖርሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሐየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዝዋዞ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ ንብረት ዘገልገሉ ኤጋ ሽት ኣርኤስ ኪንች : ቴንዲኖ ቁርፅራፅ : ማዕፆ ላመሪያ : መስኮት ፊሪም : ኮለን :ዝዉደቀ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ቴንዲኖ በኣካል ሪኡ ሲሩ ወይ ድማ አላቂቁ ዋጋ ዝአትዉ : ሃርድ ኮር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ወይ ከወግድ ይለሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ተረፈ ምሕርቲ ማሽን (Chips) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አገልግሎቶም ዝወድኡ ዝተፈላዩ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s