ተዓፅዩ
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም 1ይ ፍርቂ ዓመት ንሆስፒታል ኣገልግሎት ዝውዕል ደቂሶም ንዝሓመሙ ሕሙማት ቀረብ ምግቢ ማለት ከም ጥራምረን፣ ኣትክልቲ፣ጣፍ፣ ሽኮር፣ ስገም፣ ወዘተ ቢበዘፈሩ ኣወዳዲሩ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ኣጫሪቱ ምስሰዓረ ውዕሊ ክኣስር ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ