ተዓፅዩ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2012 4:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ